ንኽልተ ዘይቀጥታዊ ርክብ ኢትዮጵያን ሶማልን ኣብ ኣንካራ ዘተኣናገደት ቱርኪየ፡ ኣብ ክንዲ ከም ዝቐደመ ንተወከልቲ ሃገራት ዓዲምካ ምዝርራብ፡ ብተናጸል ኣቐዲማ ምስቶም ተዛተይቲ ምልዛብ ከም ወሰነት ...
ጉጅለ ሑዝብላህ ዝጥቀመሉ ረድዮ መራኸቢታት ብምፍንጃሩ፡ ዛጊት 37 ሰባት ቀቲሉ፡ ኣስታት ሰለስተ ሽሕ ድማ ምቝሳሉ ንሚኒስትሪ ጥዕና ሊባኖስ ብምጥቃስ ኣገልግሎት ዜና ፈረንሳይ ሓቢሩ። እተን ረድዮ ...
ጥሩፋት እስላማውያን ጕጅለ ኣብ መደበር መሰልጠኒ ፖሊስ ከተማ ባማኮ ማሊ ብዝፈጸሙዎ ሃንደበታዊ መጥቃዕቲ ብውሑዱ 70 ሰባት ቀቲሎም ካልኦት ተወሰኽቲ 200 ድማ ኣቝሲሎም። እቲ ኣሃዝ ካብኡ ክዓቢ ከም ...
ኾኾብ ተጻዋቲት ሃገራዊት ጋንታ ኩዕሶ እግሪ ኢትዮጵያ ሎዛ ኣበራ፣ ምስ ኣብ ዋሽንግተን ዲሲ ዝማእከላ ጋንታ ኩዕሶ እግሪ ‘ዲሲ ፓወር’ ክትስለፍ ውዕል ተፈራሪማ አላ። እዚ ውዕል’ዚ ንሎዛ ፈላመይቲ ...
ኣብ ታሪኻዊት ከተማ ጎንደርን ከባቢኣን ዝካየድ ዘሎ ምልውዋጥ ተዅሲ ዕጡቓት ሚሊሻ ፋኖን ሰራዊት ፈደራልን ክብን ለጠቕን ዝብል ኰይኑ፡ ዛጊት ብውሑዱ ክልተ ሰባት ምሟቶምን ተወሳኺ ሰለስተ ድማ ...
መበል 23 ዓመት ምዕጻው ናጻ ፕረስ ኣብ ኤርትራ ኣብ ዝዝከረሉ፡ መሰል ምግላጽ ሓሳባትን ድንፋዐ ስነ-ጽሑፍን ዝጣበቕ ፐን ኤርትራ ኣብ ስደት ዝተሰየመ ማሕበር ጸሓፍቲን ጋዜጠኛታትን ድማ ናይዚ ዓመት ...
ንልዕሊ 30 ዓመታት ኣብ ፖለቲካ ኢትዮጵያ ንጡፍ ተሳታፍነት ዝነበሮም መምህር ዩኒቨርስቲ ፕሮፈሰር በየነ ጴጥሮስ ኣብ ውሽጢን ወጻኢን ሕክምናዊ ሓገዝ ክግበረሎም ድሕሪ ምጽናሕ ኣብ መበል 74 ዓመቶም ...
(ህወሓት)፡ ንምኽትል ኣቦ-መንበርን ፕረዚደንት ግዜያዊ ምምሕዳርን ኣቶ ጌታቸው ረዳ ዝሓወሰ 16 ኣባል ማእከላዊ ኮሚተ ካብ ኣባልነቶም ሓኺኹ፡ ብስም’ቲ ውድብ ዝፍፅሙዎ ስራሕ’ውን ተቐባልነት ከም ...
ሎሚ ሰኑይ ኣርባዕተ ኣብ ክልል ትግራይ ዝነጥፋ ፖለቲካውያን ውድባት፡ ነቲ ብሓይልታት ጸጥታ ዝወፅአ መምርሒ ሰላማዊ ሰልፊ ኮኒኖም። ሓይልታት ፀጥታ ክልል ትግራይ ኣብቲ ክልል ካብ ዘካይድዎ ፖለቲካዊ ...
ዋና ፀሓፊ ኢጋድ ኣቶ ወርቅነህ ገበየሁ ሎሚ ሶኑይ ኣብ ሞቓድሾ ምብጻሕ የካይዱ ኣለው። ሶማል ዋና ጸሓፊ ኢጋድ ኣቶ ወርቅነህ ገበየሁ ብኣድልዎ ንኣዋርሕ ክትኸሶም ፀኒሓ እያ። ዋና ፀሓፊ ኢጋድ ኣቶ ...
ኣብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ፡ ገለ ነበር ክፍለ ከተማ የካ ብምኽንያት እቲ ኣብ ወሰንናስን ሩባ ቀበና ክሳለጥ ዝተሓሰበ ልምዓት፡ ኣብ ዝሓፀረ ጊዜ ካብቲ ቦታ ክትወጹ ኢኹም ከም ዝተባህለ ንድምፂ ኣመሪካ ...