(ዋይትሃውስ) ኣብ ዝራኸብሉ እዋን፣ ቀንዲ መዘራረቢ ኣጀንዳ ዩክሬን ንኣጽዋራት ኣመሪካን ብሪጣንያን ኣብ ምጥቃም ንዘሎ ቁጽጽር ክልሕልሕ ዝሓተተቶ ጉዳይ ከምዝኾነ ተፈሊጡ። ዩክሬን ንገለ ኣጽዋራት ኣብ ...
ዝተሓደሰ--ኣባል ኮሚተ ዝምድናታት ወጻኢ ባይቶ ኣመሪካ ዝዀነ ተወካሊ ካሊፎርኒያ ብራድ ሸርማን፡ ኣብቲ ብረቡዕ ኣብ ሚኒስትሪ ወጻኢ ጉዳያት ኣመሪካ ኣብ ዝነበረ ከይዲ ምስማዕ፡ ኣመሪካ ኣብ ልዕሊ ...
ኣመሪካ ናይ 1.3 ቢልዮን ዶላር ወትሃደራዊ ሓገዝ ንግብጺ ከምትህብ ሚንስትሪ ጉዳያት ወጻኢ ኣመሪካ ሎሚ ሓሙስ ኣፍሊጡ። እዚ ደገፍ ጥቅሉል ሓገዝ ከምዝዋሃብ ዝተገልጸ፣ ኣመሪካን ግብጺን ኣብ ቓዛ ...
(ህወሓት) ዘለው ኣፈላላይ ብፖለቲካዊ ልዝብ ክፍትሑ ከምዝግባእ ፍሉይ ልኡኽ ኣመሪካ ንጉዳያት ቀርኒ ኣፍሪቃ ኣምባሳደር ማይክ ሃመር ጸዊዖም። ንሶም ሎሚ ዓርቢ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ኣብ ዝሃብዎ ጋዜጣዊ ...
ኣብ 2001 ልክዕ ከምዛ ሎሚ 11 መስከረም 19 ኣባላት ግብረ-ሽበራዊ ጉጅለ ኣል-ቓዒዳ ንማንታ ህንጻታት ኒው-ዮርክ ዘጥቅዑሉ እዋን’ዩ። ኣብቲ ብጭውያ ኣርባዕተ ነፈርቲ ዝተኻየደ መጥቃዕቲ ብድምሩ ...
ሽሕ እኳ ንምቍራጽ እቲ ጎዳኢ ልምዲ ዝኾነ ምኽንሻብ ደቀንስትዮ ቀጻሊ ጎስጓሳት እንተተኻየደ፡ ገና ግን እቲ ተግባር ኣብ ብዙሓት ሕብረተሰባት ስለ ዝቕጽል፡ ንሚልዮናት ደቀንስትዮ ኣብ ቀጻሊ ስቓይ ...
ኣብ 1948 ኣብ ከተማ ምጽዋዕ ተወሊዱ ኣብ ኣስመራ ዝዓበየን ዝተማህረን ዑስማን ካብ ብንእሽቶኡ እንከሎ ፍቕሪ ሙዚቃ ሓዲሩዎ። ዑስማን ዓብዱልራሒም ከም በዓል “ኣብ ከተማ ምጽዋዕ”፡ “ፍቕሪ ዕዉር ኣሚነ”፡ “ጸላም ብሮት ዘላት” “ዓቕሊ ጽበት”፡ “ኣብ ገዛና ዘለኹም”፡ “ክልእከክን ረጋቢት”፡ “ናይ ኣካል ቪታሚን” ...
ምኽትል ፕረዚደንት ካመላ ሃሪስን ፕረዚደንት -ነበር ዶናልድ ትራምፕን ሎሚ ምሸት ንመጀምርያ ግዜ ፕረዚደንታዊ ክትዕ ክካይዱ`ዮም። እቲ ክትዕ ንፕረዚደንትነት ወሳኒ ክኸውን ከም ዝኽእል ተንተንቲ ...
መስራቲን ወናኒን ትካል ሕጊ ሃብተማርያም ኤርትራዊ-ኣመሪካዊ ነፍታሌም ተኽላይ ሃብተማርያም ኣብ ኤርትራዊ ቀዳማይ ናይ ሕጊ ድግሪ ድሕሪ ምሓዙ ኣብ ጀርመን ማስተርስ ድግሪ ናብ ኣመሪካ ምስ መጸ ከኣ ...
ክልተ ገዳይም ኦሎምፒካዊያን ኣትሌታትን ሃገራዊ ፈደረሽናትን፡ ሃገራዊ ኮሚቴ ኦሎምፒክ ኢትዮጵያ ኣብ ምስግጋር ደቂሰባት ኢድ ኔርዎ ክብሉ ክሲ መስሪቶም። ሃይለ ገብረስላሰን ገዛሀኝ ኣበራን፡ ምስ ...
ሎሚ ረቡዕ ተኸቢሩ ዝውዕል፡ ብኣቆጻጽራ ግእዝ ባሕቲ መስከረም 2017፡ ኣብ መላእ ኢትዮጵያን ኤርትራን ብሰለማዊ ሃዋሁ ምሕላፉ ወኪላት ድምጺ ኣመሪካ ካበየ ቦታኡ ሓቢሮም። ካብ ዘመነ ዮሓንስ ናብ ...