ካብ ሀይቲ ዝተሰደዱ ነበርቲ ሓንቲ ከተማ ኦሃዮኣመሪካ፡ ስደተኛታት ከልብን ድሙን ይበልዑ`ዮም ዝብል ዝተናፈሰ ናይ ሓሶት ወረ ምስቶም ደቂ ዓዲ ኣብ ምስሕሓብ ኣእትዩዎም ኣሎ። ኣብ ከተማ ስፕሪንግፊልድ ...
መበል 23 ዓመት ምዕጻው ናጻ ፕረስ ኣብ ኤርትራ ኣብ ዝዝከረሉ፡ መሰል ምግላጽ ሓሳባትን ድንፋዐ ስነ-ጽሑፍን ዝጣበቕ ፐን ኤርትራ ኣብ ስደት ዝተሰየመ ማሕበር ጸሓፍቲን ጋዜጠኛታትን ድማ ናይዚ ዓመት ...
ኣብ ታሪኻዊት ከተማ ጎንደርን ከባቢኣን ዝካየድ ዘሎ ምልውዋጥ ተዅሲ ዕጡቓት ሚሊሻ ፋኖን ሰራዊት ፈደራልን ክብን ለጠቕን ዝብል ኰይኑ፡ ዛጊት ብውሑዱ ክልተ ሰባት ምሟቶምን ተወሳኺ ሰለስተ ድማ ...
ኣብ ማእከላይን ምብራቓዊን ፖርቱጋል ዘጋጠመ ባርዕ ሓዊ ንካብ ስጳኛን መሮኮን ዝመጽእ ሓገዝ ይደፍእ ምህላዉ ሰብ-መዚ ፖርቱጋል ገሊጾም። ኣብ ኣቪሮን ቨዙን ምምሕዳራት ሸውዓት ሰባት በቲ ባርዕ ምሟቶም ...
ፕረዚደንት ግብጺ ዓብደልፈታሕ ኣል-ሲሲ ሎሚ ረቡዕ ምስ ናብ ካይሮ ዝተጓዕዙ ሚኒስተር ጉዳያት ወጻኢ ኣመሪካ ኣንቶኒ ብሊንከን ኣብ ዝተራኸብሉ፡ ንልዝብ ሰላም ቓዛ ብዕቱብ ከም ዝሰርሑሉ ሓቢሮም። ...
Lebanon: The health ministry said Wednesday at least 9 people were killed and over 300 were wounded in new explosions of electronic devices in multiple regions of the country, a day after similar ...
ንልዕሊ 30 ዓመታት ኣብ ፖለቲካ ኢትዮጵያ ንጡፍ ተሳታፍነት ዝነበሮም መምህር ዩኒቨርስቲ ፕሮፈሰር በየነ ጴጥሮስ ኣብ ውሽጢን ወጻኢን ሕክምናዊ ሓገዝ ክግበረሎም ድሕሪ ምጽናሕ ኣብ መበል 74 ዓመቶም ...
(ህወሓት)፡ ንምኽትል ኣቦ-መንበርን ፕረዚደንት ግዜያዊ ምምሕዳርን ኣቶ ጌታቸው ረዳ ዝሓወሰ 16 ኣባል ማእከላዊ ኮሚተ ካብ ኣባልነቶም ሓኺኹ፡ ብስም’ቲ ውድብ ዝፍፅሙዎ ስራሕ’ውን ተቐባልነት ከም ...
ሎሚ ሰኑይ ኣርባዕተ ኣብ ክልል ትግራይ ዝነጥፋ ፖለቲካውያን ውድባት፡ ነቲ ብሓይልታት ጸጥታ ዝወፅአ መምርሒ ሰላማዊ ሰልፊ ኮኒኖም። ሓይልታት ፀጥታ ክልል ትግራይ ኣብቲ ክልል ካብ ዘካይድዎ ፖለቲካዊ ...
ዋና ፀሓፊ ኢጋድ ኣቶ ወርቅነህ ገበየሁ ሎሚ ሶኑይ ኣብ ሞቓድሾ ምብጻሕ የካይዱ ኣለው። ሶማል ዋና ጸሓፊ ኢጋድ ኣቶ ወርቅነህ ገበየሁ ብኣድልዎ ንኣዋርሕ ክትኸሶም ፀኒሓ እያ። ዋና ፀሓፊ ኢጋድ ኣቶ ...
ኣብ ሰሜናዊ ምዕራብ ናይጀሪያ ካብ ዓቐን ንላዕሊ ሰባት ዝፀዓነት ጀልባ ኣብ ሩባ ብምጥላቓ ልዕሊ 40 ዝኾኑ ሰባት ከም ዝሞቱ ሰበስልጣን ትማሊ ሰንበት ገሊፆም። ...
ኣብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ፡ ገለ ነበር ክፍለ ከተማ የካ ብምኽንያት እቲ ኣብ ወሰንናስን ሩባ ቀበና ክሳለጥ ዝተሓሰበ ልምዓት፡ ኣብ ዝሓፀረ ጊዜ ካብቲ ቦታ ክትወጹ ኢኹም ከም ዝተባህለ ንድምፂ ኣመሪካ ...